ብመሰረት ሓበሬታ መጽሄት ኒው ኣፍሪካን ማጋዚን ኣብ ዓለም ካብቶም 100 ጸለውቲ ኣፍሪቃውያን ዝተሰምዩ እተን ሰለስተ ኤርትራውያን ደቂኣንስትዮ እየን። ንሳተን ድማ፡
ዶክተር ኣስመረት ኣሰፋው ዳይሬክተር ቤት ጽሕፈት ሳይንስ ኣብ መንግስት ኣሜሪካ
ዶክተር ኣይዳ ሃብተጼን በዓልቲ ሞያ ሕክምና ኣብ ፋይዘር ዝብሃል ዓለም ለኻዊ ትካል ኣብ ምስራሕ ክታበት ኮሮና ቫይረስ ኣብ ቅድሚት ዝስራዕ እያ። ንሳ ኣብቲ ትካል ከም Chief Medical officer ኮይና እያ ትሰርሕ።
ዶክተር ትምኒት ገብሩ፡ ተመራማሪት ሰብ ዝሰርሖ ብልሒ